Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ መንግስቲ ኲንስላንድ ፡ ነቶም ብዋሕስ ዝፍትሑ ካብ 10 ዓመት ኣብ ዝዕድሚኦም ቈልዑ ኤለክትሮኒካዊ ምክትታል ዘግብር ዘውጽኦ ሕጊ ፡ ናብ ባይቶኣዊ ኮሚተ መሪሕዎ ። ኣውስትራሊያውያን ዝርከብዎም ናብ ኣሜሪካ ዝኣትዉ በጻሕቲ ቪዛ ተዋሂብዎም ናብታ ሃገር ንኻኣትዉ ንዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ክገብርዎ ዝጸንሑ ንጥፈታት ከርእዩ ክግደዱ እዮም ። 230 ኣባላት ፖሊስ ኬንያ ፡ ናብታ ሀይቲ ኣትዮም ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ መንግስቲ ኲንስላንድ ፡ ነቶም ብዋሕስ ዝፍትሑ ካብ 10 ዓመት ኣብ ዝዕድሚኦም ቈልዑ ኤለክትሮኒካዊ ምክትታል ዘግብር ዘውጽኦ ሕጊ ፡ ናብ ባይቶኣዊ ኮሚተ መሪሕዎ ። ኣውስትራሊያውያን ዝርከብዎም ናብ ኣሜሪካ ዝኣትዉ በጻሕቲ ቪዛ ተዋሂብዎም ናብታ ሃገር ንኻኣትዉ ንዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ክገብርዎ ዝጸንሑ ንጥፈታት ከርእዩ ክግደዱ እዮም ። 230 ኣባላት ፖሊስ ኬንያ ፡ ናብታ ሀይቲ ኣትዮም ።
Check out our podcast collection here