Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ** ሰልፊ ጥምረት ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ናይ ኢሚግሬሽን ፖሊሲኡ ከፍልጥ ኣብ ዝዳለወሉ ዘሎ እዋን ፡ ንግዝያዊ ቪዛ ንዝሓዙ ሰባት ናይ ክብርታት መርመራ ክግበረሎም ዝብል መደብ ከምዝድግፎ መራሒ ሰልፊ ናሽናልስ ዴቪድ ሊትልፕራውድ ገሊጹ ። ** ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል 14 ፡ ነቲ ኣብ መንጎ እስራኤልን ፍልስጤማውያንን ዘሎ ግጭት ንምፍታሕ ፡ ናይ ክልተ መንግስቲ ፍታሕ እቲ እንኮ መፍትሒ ምዃኑ ገሊጾም ። ** ኣብ ጸወታታት ፕሪሜር ሊግ፡ ጋንታ ኣርሰናልን ቸልሲን ገጢመን ሓደ ብሓደ ሸቶ ብማዕረ ተፈላልየን።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ** ሰልፊ ጥምረት ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ናይ ኢሚግሬሽን ፖሊሲኡ ከፍልጥ ኣብ ዝዳለወሉ ዘሎ እዋን ፡ ንግዝያዊ ቪዛ ንዝሓዙ ሰባት ናይ ክብርታት መርመራ ክግበረሎም ዝብል መደብ ከምዝድግፎ መራሒ ሰልፊ ናሽናልስ ዴቪድ ሊትልፕራውድ ገሊጹ ። ** ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል 14 ፡ ነቲ ኣብ መንጎ እስራኤልን ፍልስጤማውያንን ዘሎ ግጭት ንምፍታሕ ፡ ናይ ክልተ መንግስቲ ፍታሕ እቲ እንኮ መፍትሒ ምዃኑ ገሊጾም ። ** ኣብ ጸወታታት ፕሪሜር ሊግ፡ ጋንታ ኣርሰናልን ቸልሲን ገጢመን ሓደ ብሓደ ሸቶ ብማዕረ ተፈላልየን።
Check out our podcast collection here