Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ መንግስቲ እንግሊዝ ዓቕሚ ምክልኻል ዩክረይን ንምድጋፍ ናይ 4.57 ቢልዮን ዶላር (2.26 ቢልዮን ፓውንድ) ናይ ልቓሕ ስምምዕ ምስ መንግስቲ ዩኪሬን ከቲሙ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ’ውን ኣውስትራሊያ ደገፋ ንዩክረይን ክትቅጽል ምዃና ኣፍሊጡ ። 800,000 ወለንተኛታት ትማሊ [2 መጋቢት] ጎሓፍ ንምእራይ ናብ ገማግም ባሕሪ: መናፈሻታት: ጐደናታትን ማያትን ኣውስትራልያ ተዋፊሮም ውዒሎም ። ኣብ ስፖርት ፡ ፕረዚደንት ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኤስያ ኣውስትራልያ ናይ ትሕቲ 20 ዓመት ዋንጫ ኤስያ ምዕታራ ሓጎሱ ገሊጹ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ መንግስቲ እንግሊዝ ዓቕሚ ምክልኻል ዩክረይን ንምድጋፍ ናይ 4.57 ቢልዮን ዶላር (2.26 ቢልዮን ፓውንድ) ናይ ልቓሕ ስምምዕ ምስ መንግስቲ ዩኪሬን ከቲሙ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ’ውን ኣውስትራሊያ ደገፋ ንዩክረይን ክትቅጽል ምዃና ኣፍሊጡ ። 800,000 ወለንተኛታት ትማሊ [2 መጋቢት] ጎሓፍ ንምእራይ ናብ ገማግም ባሕሪ: መናፈሻታት: ጐደናታትን ማያትን ኣውስትራልያ ተዋፊሮም ውዒሎም ። ኣብ ስፖርት ፡ ፕረዚደንት ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኤስያ ኣውስትራልያ ናይ ትሕቲ 20 ዓመት ዋንጫ ኤስያ ምዕታራ ሓጎሱ ገሊጹ ።