Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ፡ እቲ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ እስያ ዘጋጠመ ልዕሊ 1,400 ሰባት ቀቲሉ ዘሎ ምዕልቕላቕ ማይ ፡ ብወዝቢ ዝተኸስተ ዘይኰነስ ፡ መጠንቀቕታ ለውጢ ክሊማ ምዃኑ ኣጠንቂቖም ። ኣውስትራልያን ኒው ዚላንድን ፡ ንዩክረይን ብሓደስቲ 95 ሚልዮን ዶላር ዝዋጋኡ ወተሃደራዊ ንዋት ክሕግዛ እየን ፡ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኣውስትራሊያ ኣብ ዋንጫ ኤሽያ ኣብዝግበር ዉድድራ ብኮኾብ ተጻዋቲት ሳም ኬር ብርታዐ ሰኒቓ ከምትቐርብ ተገሊጹ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ፡ እቲ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ እስያ ዘጋጠመ ልዕሊ 1,400 ሰባት ቀቲሉ ዘሎ ምዕልቕላቕ ማይ ፡ ብወዝቢ ዝተኸስተ ዘይኰነስ ፡ መጠንቀቕታ ለውጢ ክሊማ ምዃኑ ኣጠንቂቖም ። ኣውስትራልያን ኒው ዚላንድን ፡ ንዩክረይን ብሓደስቲ 95 ሚልዮን ዶላር ዝዋጋኡ ወተሃደራዊ ንዋት ክሕግዛ እየን ፡ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኣውስትራሊያ ኣብ ዋንጫ ኤሽያ ኣብዝግበር ዉድድራ ብኮኾብ ተጻዋቲት ሳም ኬር ብርታዐ ሰኒቓ ከምትቐርብ ተገሊጹ ።
Check out our podcast collection here