Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ፡ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ኣብ ዝርከባ 11 ከተማታትን ኣቝሻትን ንዝነብሩ ሰባት ፡ ካብቲ ቦታ ብህጹጽ ክወጹ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ኣሎ ። 80 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዝገበረቶ ፈተነ ኣብታ ጃልባ ዝነበራ ክልተ ኣንስቲ ሞይተን ። ኣብ ኩዕሶ እግሪ ፡ ሳም ኬር ኣብ ግጥማት ሱፐር ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፡ ንቸልሲ ካብ ኩሉ ግዜ ዝለዓለ ኣመዝጋቢት ሸቶ ኮይናትላ ።
Published
By SBS NACA
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ፡ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ኣብ ዝርከባ 11 ከተማታትን ኣቝሻትን ንዝነብሩ ሰባት ፡ ካብቲ ቦታ ብህጹጽ ክወጹ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ኣሎ ። 80 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዝገበረቶ ፈተነ ኣብታ ጃልባ ዝነበራ ክልተ ኣንስቲ ሞይተን ። ኣብ ኩዕሶ እግሪ ፡ ሳም ኬር ኣብ ግጥማት ሱፐር ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፡ ንቸልሲ ካብ ኩሉ ግዜ ዝለዓለ ኣመዝጋቢት ሸቶ ኮይናትላ ።
Check out our podcast collection here