Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ቊጠባ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ክሳብ ሰነ ብ 1.8 ሚኢታዊት ዓብዩ ፡ ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ መዘናኡ ፕረሲደንት ቻይና ሺ ጂንግፒንግን ብሕክምናዊ መገዲ ክፋላት ኣካል ሰብ ብምስግጋር ካብ ሞት ምምላጥ ዝከኣለሉ ዛዕባ ብቐጥታ እናተዛረቡ ተሰሚዑ። ኣውስትራሊያዊ ተጻዋታይ ቴኒስ ኣለክስ ዲ ሚኑር ኣብ ርብዒ ፍጻመ U-S Open ተሳዒሩ ኣብቲ ዉድድር ዝጸንሖ ጉዕዞ ኣኽቲሙ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ቊጠባ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ክሳብ ሰነ ብ 1.8 ሚኢታዊት ዓብዩ ፡ ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ መዘናኡ ፕረሲደንት ቻይና ሺ ጂንግፒንግን ብሕክምናዊ መገዲ ክፋላት ኣካል ሰብ ብምስግጋር ካብ ሞት ምምላጥ ዝከኣለሉ ዛዕባ ብቐጥታ እናተዛረቡ ተሰሚዑ። ኣውስትራሊያዊ ተጻዋታይ ቴኒስ ኣለክስ ዲ ሚኑር ኣብ ርብዒ ፍጻመ U-S Open ተሳዒሩ ኣብቲ ዉድድር ዝጸንሖ ጉዕዞ ኣኽቲሙ።
Check out our podcast collection here