Credit: Beyene Weldegiorgisኣርእስታት ዜና፥ ሓንቲ ናይ ኢራን መርከብ ውግእ ፡ ብሳብ-ሳብማሪን ኣመሪካ ተሃሪማ ከም ዝጠሓለት ፡ ብዙሓት ባሕረኛታት ከም ዝቐተሉን ጸሓፊ ምክልኻል ኣመሪካ ፔት ሄግሰት ኣረጋጊጹ ። ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ቅልጡፍ ወተሃደራዊ ኣብዝምዕብለሉ ዘሎ ፡ ኣውስትራልያ ኣህጉራዊ ስርዓት ናብ ንቡር ንምምላስ ክትሕግዝ ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ጸዊዑ ። ሓንቲ ኢራናዊት ተጻዋቲት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ፡ በቲ ኣብ ሃገራ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ጓሂኣ ብብኽያት ገሊጻቶ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ሓንቲ ናይ ኢራን መርከብ ውግእ ፡ ብሳብ-ሳብማሪን ኣመሪካ ተሃሪማ ከም ዝጠሓለት ፡ ብዙሓት ባሕረኛታት ከም ዝቐተሉን ጸሓፊ ምክልኻል ኣመሪካ ፔት ሄግሰት ኣረጋጊጹ ። ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ቅልጡፍ ወተሃደራዊ ኣብዝምዕብለሉ ዘሎ ፡ ኣውስትራልያ ኣህጉራዊ ስርዓት ናብ ንቡር ንምምላስ ክትሕግዝ ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ጸዊዑ ። ሓንቲ ኢራናዊት ተጻዋቲት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ፡ በቲ ኣብ ሃገራ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ጓሂኣ ብብኽያት ገሊጻቶ።
Check out our podcast collection here