Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ** ሩስያ ፡ ትማሊ 5 ጥቕምቲ ኣብ መላእ ዩክረይን ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ፡ ሚሳይላትን ድሮንን ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም ፣ ሲቪላዊ ትሕተ ቅርጺ ዓንዩ ። ** ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዝተፈጥረ ዕልቕልቕ ኣስታት 19 ሰባት ቀቲሉ 640,000 ሰባት ድማ በቲ ሓደጋ ከምተጸልዉ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ** ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፡ እቲ ኣብ መንጎ ሓማስን እስራኤልን ኣብ ጋዛ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ደው ንምባል ዝገበሮ ጻዕሪ ፡ ንእስራኤል ብዙሕ ዝጠቅም ምዃኑ ገሊጹ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ** ሩስያ ፡ ትማሊ 5 ጥቕምቲ ኣብ መላእ ዩክረይን ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ፡ ሚሳይላትን ድሮንን ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም ፣ ሲቪላዊ ትሕተ ቅርጺ ዓንዩ ። ** ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዝተፈጥረ ዕልቕልቕ ኣስታት 19 ሰባት ቀቲሉ 640,000 ሰባት ድማ በቲ ሓደጋ ከምተጸልዉ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ** ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፡ እቲ ኣብ መንጎ ሓማስን እስራኤልን ኣብ ጋዛ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ደው ንምባል ዝገበሮ ጻዕሪ ፡ ንእስራኤል ብዙሕ ዝጠቅም ምዃኑ ገሊጹ ።
Check out our podcast collection here