Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ክፍሊ ውሽጣዊ ጉዳያት፡ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያውያን ዝርከብዎም ብዙሓት ማሕበረሰባት ዲያስፖራ ዝበጽሖም ስግረዶባዊ ጭቆና ዒላማ ዝገበረ ጻዕርታት ንምምካት ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝገበሮ ጻዕርታት ንሰኔት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኣብ ግብጺ ዝግበር ዘሎ ዝርርብ ሰላም ሓማስ ዝርዝር ኣስማት እቶም ብጅሆ ተታሒዞም ዘለዉን ክፍትሑ ዝደልዮም ፍልስጢኤማዊያን እሱራት ኣረኪቡ፣ ኤርትራ፡ ነቲ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ብዝዕባ ሃገሩ "ብዘይፍትሓዊ ኣገባብ ኣፍደገ ባሕሪ” ከም ዝተመንዝዐት ዝሃቦ መግለጺ መልሲ ሂባ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ክፍሊ ውሽጣዊ ጉዳያት፡ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያውያን ዝርከብዎም ብዙሓት ማሕበረሰባት ዲያስፖራ ዝበጽሖም ስግረዶባዊ ጭቆና ዒላማ ዝገበረ ጻዕርታት ንምምካት ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝገበሮ ጻዕርታት ንሰኔት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኣብ ግብጺ ዝግበር ዘሎ ዝርርብ ሰላም ሓማስ ዝርዝር ኣስማት እቶም ብጅሆ ተታሒዞም ዘለዉን ክፍትሑ ዝደልዮም ፍልስጢኤማዊያን እሱራት ኣረኪቡ፣ ኤርትራ፡ ነቲ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ብዝዕባ ሃገሩ "ብዘይፍትሓዊ ኣገባብ ኣፍደገ ባሕሪ” ከም ዝተመንዝዐት ዝሃቦ መግለጺ መልሲ ሂባ።
Check out our podcast collection here