Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ቀ/ሚ ኣንተኒ ኣልበኔዝን መራሒት ሰልፊ ተቓዋሚ ሱዛን ለይን ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ግእዝ ናይ እንቋዕ ኣብጽሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ፕረዚደንት ኮምሽን ኤውሮጳ ፡ ብምኽንያት እቲ እስራኤል ኣብ ጋዛ ንእተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ ወፍሪ ፡ ማዕቀብ ክግበረላን ብኸፊል ንግዳዊ ምድስካል ዝግብረሉን ኩነታት ክትላዘብ ምዃና ኣፍሊጣ ። ፍቱው ኣጥቃዒ ጋንታ መልበርን ቪክትሪ ብሩኖ ፎርናሮሊ ምጽዋት ኩዕሶ ደው ከምዘበሎ ኣፍሊጡ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ቀ/ሚ ኣንተኒ ኣልበኔዝን መራሒት ሰልፊ ተቓዋሚ ሱዛን ለይን ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ግእዝ ናይ እንቋዕ ኣብጽሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ፕረዚደንት ኮምሽን ኤውሮጳ ፡ ብምኽንያት እቲ እስራኤል ኣብ ጋዛ ንእተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ ወፍሪ ፡ ማዕቀብ ክግበረላን ብኸፊል ንግዳዊ ምድስካል ዝግብረሉን ኩነታት ክትላዘብ ምዃና ኣፍሊጣ ። ፍቱው ኣጥቃዒ ጋንታ መልበርን ቪክትሪ ብሩኖ ፎርናሮሊ ምጽዋት ኩዕሶ ደው ከምዘበሎ ኣፍሊጡ ።
Check out our podcast collection here