Credit: Beyene Weldegiorgisኣርእስታት ዜና፥ መጻብቦ ሆርሙዝ ድሕሪ ምዕጻዉ፡ ኣመሪካን ኢራንን ፡ ብከቢድ ሚሳይላትን ድሮንን ተታዂሰን። ቻይና ኣብ ፓሲፊክ እተካይዶ ዘላ ፈተነ ኑክሌራዊ ዓቕሚ ዘለዎ ሚሳይል ፡ መሻርኽቲ ኣውስትራልያ ኣብ ጸጥታ ብሓባር ደው ንኽብሉ ደሪኹ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ረቡዕ ንግሆ [15 ሓምለ] ዝጅምር ኮይኑ ፡ ፈረንሳ ኣንጻር ስጳኛ፡ ሓሙስ ድማ እንግሊዝን ኣርጀንቲናን ክገጥማ እየን ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ መጻብቦ ሆርሙዝ ድሕሪ ምዕጻዉ፡ ኣመሪካን ኢራንን ፡ ብከቢድ ሚሳይላትን ድሮንን ተታዂሰን። ቻይና ኣብ ፓሲፊክ እተካይዶ ዘላ ፈተነ ኑክሌራዊ ዓቕሚ ዘለዎ ሚሳይል ፡ መሻርኽቲ ኣውስትራልያ ኣብ ጸጥታ ብሓባር ደው ንኽብሉ ደሪኹ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ረቡዕ ንግሆ [15 ሓምለ] ዝጅምር ኮይኑ ፡ ፈረንሳ ኣንጻር ስጳኛ፡ ሓሙስ ድማ እንግሊዝን ኣርጀንቲናን ክገጥማ እየን ።
Check out our podcast collection here