Credit: Beyene Weldegiorgisኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ተቓዋሚ ነቲ ሰልፊ ለበር ኣሚምዎ ዘሎ ሕጊታት ብዛዕባ ምዝራብ ጽሊኢ ኣብ ባይቶ ክሓልፍ ክቃወሞ ምዃኑ ኣየፍለጠን ። ን40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሙሴቨኒ ተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመት ክመርሕ ተመሪጹ ተባሂሉ። ኣብ ግጥማት ኣውስትራሊያ ኦፐን ምስንምለስ ካርሎስ ኣልካርታዝን ኣሪና ሳባለንካን ናብ ካልኣይ ዙር ናይ ቲ ዉድድር ከምዝሓለፉ ተፈሊጡ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ተቓዋሚ ነቲ ሰልፊ ለበር ኣሚምዎ ዘሎ ሕጊታት ብዛዕባ ምዝራብ ጽሊኢ ኣብ ባይቶ ክሓልፍ ክቃወሞ ምዃኑ ኣየፍለጠን ። ን40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሙሴቨኒ ተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመት ክመርሕ ተመሪጹ ተባሂሉ። ኣብ ግጥማት ኣውስትራሊያ ኦፐን ምስንምለስ ካርሎስ ኣልካርታዝን ኣሪና ሳባለንካን ናብ ካልኣይ ዙር ናይ ቲ ዉድድር ከምዝሓለፉ ተፈሊጡ ።
Check out our podcast collection here