Credit: Beyene Weldegiorgisኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ነቲ ኣብ ጥቓ ኣህሳህሉያ ዝርከብ ኣብ ዓለም ዝዓበየ መኸዘኒ ጋዝ ኣጥቂዓ። ናይ ሳውዝ ኣውስትራልያ ፕሪመር፡ ፒተር ማሊናውስካስን መራሒ ሰልፊ ተቓዋሚ ኣሽተን ሃርንን ቅድሚ እቲ ኣብ ቀዳም ዝግበር ምርጫ ፡ ናይ መወዳእታ ክትዕ ኣካይዶም ። እስራኤል ካልእ ላዕለዋይ ኢራናዊ በዓል ስልጣን ከምዝቐተለት ገሊጻ ፣ንሱ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ዝቕተል ዘሎ ሳልሳይ ላዕለዋይ በዓል መዚ ኢራን'ዩ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ነቲ ኣብ ጥቓ ኣህሳህሉያ ዝርከብ ኣብ ዓለም ዝዓበየ መኸዘኒ ጋዝ ኣጥቂዓ። ናይ ሳውዝ ኣውስትራልያ ፕሪመር፡ ፒተር ማሊናውስካስን መራሒ ሰልፊ ተቓዋሚ ኣሽተን ሃርንን ቅድሚ እቲ ኣብ ቀዳም ዝግበር ምርጫ ፡ ናይ መወዳእታ ክትዕ ኣካይዶም ። እስራኤል ካልእ ላዕለዋይ ኢራናዊ በዓል ስልጣን ከምዝቐተለት ገሊጻ ፣ንሱ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ዝቕተል ዘሎ ሳልሳይ ላዕለዋይ በዓል መዚ ኢራን'ዩ ።
Check out our podcast collection here