ኣርእስታት ዜና፥ ስምምዕ ተዂሲ ካብዝፈርስ ንዳሓር ንፈለማ ሰራዊት ኣመሪካ ኣባላቱ ድሕሪ ምስኣኑ ኣመሪካ 'ንቴህራን ብኸቢድ ክምትቐጽዓ' ዋሽንግተን ኣጠንቂቓ። ሰልፊ ጥምረት ነቲ መንግስቲ ብዛዕባ እስላሞፎብያ (ጽልኣት ኣብ ልዕሊ እስልምና) ኣብ ኣውስትራልያ ዝምልከት ዝቐረበ ጸብጻብ መንግስቲ ዝሃቦ ምላሽ፡ ይምርምሮን ኣብ ቀረባ ምላሽ ከምዝህበሉን ገሊጹ ። ስጳኛ ኣንጻር ኣርጀንቲና ኣብ ተወሳኺ ግዜ ሓንቲ ሸቶ ብምምዝጋብ ኣብ ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ተዓዋቲት ኮይና ።
Share





