ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ሕዳር 2025)

Source: SBS
ኣርእስታት ዜና፥ ** እስራኤል ኣብ ቓዛ ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ኣየር 10 ፍልስጢኤማውያን ተቐቲሎም ... ** ሓደ ምስ ሓይልታት ምክልኻል ኣውስትራሊያ ዝሰርሕ ዝነበረ ኣፍጋኒስታናዊ ዝተዋህቦ ናይ ሰብ ኣውነት ቪዛ ብዘይ መግለጺ ተሰሪዙ። ** ሃገራዊት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ኣውስትራሊያ፡ ጋንታ ሶኮሩ ኣንጻር ኮሎምብያ ኣብ ኒው ዮርክ ናይ ምሕዝነት ጸወታ ገጢማ 3ብ0 ተሳዒራ።
Share



