Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ቀ/ ሚ ኣንቶኒ ኣልባነሰ ፡ ነቲ ካብ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ፡ በንያሚን ነታንያሁ ብዉልቁ ዝወረዶ መጥቃዕቲ ናይ ብሕቱ ጉዳይ ገይሩ ከም ዘይርእዮ ገሊጹ ። እስራኤል ነቲ ኣብ ልዕሊ ከተማ ጋዛ ከተካይዶ ወጢናቶ ዘላ መጥቃዕቲ ከምዝጀመረቶ ተገሊጹ ። ተጻዋታይ ኲዕሶ እግሪ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ካብታ ኣብ 2022 ዝተጸንበራን ጋንታ ኒውካስል ወጺኡ ምስ ሊቨርፑል ክጻወት ድሌየቱ ምዃኑ ገሊጹ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ቀ/ ሚ ኣንቶኒ ኣልባነሰ ፡ ነቲ ካብ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ፡ በንያሚን ነታንያሁ ብዉልቁ ዝወረዶ መጥቃዕቲ ናይ ብሕቱ ጉዳይ ገይሩ ከም ዘይርእዮ ገሊጹ ። እስራኤል ነቲ ኣብ ልዕሊ ከተማ ጋዛ ከተካይዶ ወጢናቶ ዘላ መጥቃዕቲ ከምዝጀመረቶ ተገሊጹ ። ተጻዋታይ ኲዕሶ እግሪ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ካብታ ኣብ 2022 ዝተጸንበራን ጋንታ ኒውካስል ወጺኡ ምስ ሊቨርፑል ክጻወት ድሌየቱ ምዃኑ ገሊጹ።
Check out our podcast collection here