Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ዋጋ ነዳዲ ንምፍኳስ መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲ ንተወሳኺ ሓደ ወርሒ ክቕጽል ተወሲኑ። ሓያሎ ሃገራት ኣውሮጳ ፡ ኣብ ሱዳን ኣብ ከባቢ ኤል ኦቤድ መጠነ ሰፊሕ ምፍንቓል ህዝቢ ከስዕብ ዝኽእል ካልእ መጥቃዕቲ ከጋጥም ከም ዝኽእል ኣጠንቂቐን ። ካብ ጸወታት ዋንጫ ዓለም 2026፥ ስጳኛ ንስዑዲ ዓረብ 4-0 ብምስዓር ፡ ካብቲ ዘሰምብድ ናይ ኬፕ ቨርደ ስዕረት ከየጋጠማ ተገላጊላ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ዋጋ ነዳዲ ንምፍኳስ መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲ ንተወሳኺ ሓደ ወርሒ ክቕጽል ተወሲኑ። ሓያሎ ሃገራት ኣውሮጳ ፡ ኣብ ሱዳን ኣብ ከባቢ ኤል ኦቤድ መጠነ ሰፊሕ ምፍንቓል ህዝቢ ከስዕብ ዝኽእል ካልእ መጥቃዕቲ ከጋጥም ከም ዝኽእል ኣጠንቂቐን ። ካብ ጸወታት ዋንጫ ዓለም 2026፥ ስጳኛ ንስዑዲ ዓረብ 4-0 ብምስዓር ፡ ካብቲ ዘሰምብድ ናይ ኬፕ ቨርደ ስዕረት ከየጋጠማ ተገላጊላ ።
Check out our podcast collection here