ኣርእስታት ዜና፥ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ነቲ ምስ ስዑዲ ዓረብ እትገብሮ ዓብዪ ኑክልየሳዊ ስምምዕ ንምጽዳቕ ትዳሎ ኣላ: በዚ ስምምዕ ኩባንያታት ኣመሪካ ኣብታ ንግስነት ኒክለሳዊ ኣጽዋር ከማዕብላን ከካይዳን እየን። ክፍሊ ጥዕና ፈደራል ፡ ሰባት ድሕሪ ምንጻል ጥንሲ ዘጋጥም ደገፍ ክደልዩ ንምትብባዕ ፡ ብዛዕባ ምንጻል ጥንሲ ሓድሽ ናይ ኣፍልጦ ወፍሪ ኣበጊሱ ኣሎ ። ናይ ቀደም ሓለቓ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራሊያ ፡ ሶኮሩስ ፖል ዋደ Paul Wade ሕማም encephalopathy ወይ CTE ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ነቲ ምስ ስዑዲ ዓረብ እትገብሮ ዓብዪ ኑክልየሳዊ ስምምዕ ንምጽዳቕ ትዳሎ ኣላ: በዚ ስምምዕ ኩባንያታት ኣመሪካ ኣብታ ንግስነት ኒክለሳዊ ኣጽዋር ከማዕብላን ከካይዳን እየን። ክፍሊ ጥዕና ፈደራል ፡ ሰባት ድሕሪ ምንጻል ጥንሲ ዘጋጥም ደገፍ ክደልዩ ንምትብባዕ ፡ ብዛዕባ ምንጻል ጥንሲ ሓድሽ ናይ ኣፍልጦ ወፍሪ ኣበጊሱ ኣሎ ። ናይ ቀደም ሓለቓ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራሊያ ፡ ሶኮሩስ ፖል ዋደ Paul Wade ሕማም encephalopathy ወይ CTE ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
Check out our podcast collection here