Source: SBS** ኣተኣናገድቲ ዋዕላ ክሊማ ኮፕ30 ፡ እቲ ዋዕላ ኣብ ከሰል፡ ነዳዲን ጋዝን ንዘይምጥቃም ንጹር መደብ ከሓንጸጸ ምውዳኡ ብብዙሓት ሃገራት ዘጉሃየ ፍጻመ ምንባሩ ተፈሊጡ። ** ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ዩ-ስ ብዛዕባ እቲ ብፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ እማመ ሰላም ንምዝርራብ ናብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝኣተውሉ እዋን ፡ ኣብ ዩክረይን ከተማ ዲፕሮ መጥቃዕቲ ሩስያ ቀጺሉ። ** ጋንታ ኣርሰናል ን ስፓርስ 4ብ1 ኣብ ሰሜን ለንደን ደርቢ ብገፊሕ ስዒራታ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
** ኣተኣናገድቲ ዋዕላ ክሊማ ኮፕ30 ፡ እቲ ዋዕላ ኣብ ከሰል፡ ነዳዲን ጋዝን ንዘይምጥቃም ንጹር መደብ ከሓንጸጸ ምውዳኡ ብብዙሓት ሃገራት ዘጉሃየ ፍጻመ ምንባሩ ተፈሊጡ። ** ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ዩ-ስ ብዛዕባ እቲ ብፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ እማመ ሰላም ንምዝርራብ ናብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝኣተውሉ እዋን ፡ ኣብ ዩክረይን ከተማ ዲፕሮ መጥቃዕቲ ሩስያ ቀጺሉ። ** ጋንታ ኣርሰናል ን ስፓርስ 4ብ1 ኣብ ሰሜን ለንደን ደርቢ ብገፊሕ ስዒራታ።
Check out our podcast collection here