Credit: Beyene Weldegiorgisኣርእስታት ዜና፥ ብናይ ወጻኢ ፈጠርቲ ትሕዝቶ ኣብ ኦንላይን ንዋን ኔሽን ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ ኣዚዩ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ናይ ሰልፊ ግሪንስ ሰኔተር ሳራ ሃንሰን ያንግ ገሊጻ። ሓለዋ ሰውራ ኢራን፡ ኣብ መላእ እቲ ዞባ ሓድሽ ተጻብኦታት እናተዘርግሐ ኣብዝኸደሉ ዘሎ ምጥቃዕቲታት ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ብዝሓየለ መገዲ ምላሽ ንምሃብ ድሉው ምዃኑ ኣጠንቂቑ። ካናዳ ንደቡብ ኣፍሪቃ 1-0 ድሕሪ ምስዓራ ፡ ናይ ፈለማ ናብ ዙር 16 ዋንጫ ዓለም ዝሓለፈት ጋንታ ኮይና ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ብናይ ወጻኢ ፈጠርቲ ትሕዝቶ ኣብ ኦንላይን ንዋን ኔሽን ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ ኣዚዩ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ናይ ሰልፊ ግሪንስ ሰኔተር ሳራ ሃንሰን ያንግ ገሊጻ። ሓለዋ ሰውራ ኢራን፡ ኣብ መላእ እቲ ዞባ ሓድሽ ተጻብኦታት እናተዘርግሐ ኣብዝኸደሉ ዘሎ ምጥቃዕቲታት ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ብዝሓየለ መገዲ ምላሽ ንምሃብ ድሉው ምዃኑ ኣጠንቂቑ። ካናዳ ንደቡብ ኣፍሪቃ 1-0 ድሕሪ ምስዓራ ፡ ናይ ፈለማ ናብ ዙር 16 ዋንጫ ዓለም ዝሓለፈት ጋንታ ኮይና ።
Check out our podcast collection here