ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሕዳር 2025)

Source: SBS
ኣርእስታት ዜና፥ ብዛዕባ ናብ ኣውስትራሊያ ዝኣትዉ ብዝሒ ስደተኛታት ምጉዳል ዝምልከት ጉዳይ ኣብ ዉሽጢ ሰልፊ ጥምረት ይድፍኣሉ ኣሎ ። ስደተኛታት ጽዒነን ዝነበራ ክልተ ጃላቡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከባቢ ገማግም ሊብያ ድሕሪ ምግልባጠን፡ ብውሕዱ ኣርባዕተ ሰባት ከም ዝጠሓሉ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ኣፍሊጦም። ክርስትያኖ ሮናልዶ ናብ ካልእ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ክጻወት የማዕዱ።
Share



