Credit: SBS Tigrinyaኣርእስታት ዜና፥ ዝቕባበ ወይ ኢንፍለሽን ኣብ ዝሓለፈ ሸውዓተ ወርሒ ካብ ዝጸንሐ ብምጉዳሉ ፡ መጠን ወለድ ዳግም ክጎድል ተስፋ ኣሕዲሩ ። ሕጹይ ተወዳዳሪ ዞህራን ማምዳኒ: ን ኣመሓዳሪ ኒው ዮርክ ዝነበረ ኣንድሪው ኩሞ ስዒሩ ከንቲባ ከተማ ኒው ዮርክ ንምዃን ሓደ ስጕሚ ተሪፍዎ። እንግሊዛዊት ጋንታ ሊቨርፑል መዝገብ ክብረወሰን ዕድጊ ተጻወታን ፕሪምየር ሊግን ብምስባር ንጀርመናዊ ኣከፋፋሊ ፍሎሪያን ቨርዝ ምስኣ ክጽንበር ከምዘፈረመቶ ገሊጻ፣
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ዝቕባበ ወይ ኢንፍለሽን ኣብ ዝሓለፈ ሸውዓተ ወርሒ ካብ ዝጸንሐ ብምጉዳሉ ፡ መጠን ወለድ ዳግም ክጎድል ተስፋ ኣሕዲሩ ። ሕጹይ ተወዳዳሪ ዞህራን ማምዳኒ: ን ኣመሓዳሪ ኒው ዮርክ ዝነበረ ኣንድሪው ኩሞ ስዒሩ ከንቲባ ከተማ ኒው ዮርክ ንምዃን ሓደ ስጕሚ ተሪፍዎ። እንግሊዛዊት ጋንታ ሊቨርፑል መዝገብ ክብረወሰን ዕድጊ ተጻወታን ፕሪምየር ሊግን ብምስባር ንጀርመናዊ ኣከፋፋሊ ፍሎሪያን ቨርዝ ምስኣ ክጽንበር ከምዘፈረመቶ ገሊጻ፣
Check out our podcast collection here