Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ፕሬዝዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣንቢርዎ ዘሎ ንናይ ብዙሓት ሃገራት ልዑል ቀረጽ ን90 መዓልታት ደው ከምዘበሎ ኣፍሊጡ - ኣብ ልዕሊ ቻይና ተወሳኺ ናይ ታሪፍ ወይ ቀረጽ ናብ 125 ሚኢታዊ ክብ ኣቢልዎ ኣሎ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሲ መንግስቲ ንምምስራት ዋላ እውን ደገፍ ናይ ንእሽቶ ሰልፊ እንተ ኣድለዮ: ምስ ሰልፊ ግሪንስ ከም ዘይደራደር ገሊጹ ። ኣብ ቴኒስ ኣውስትራልያዊ ኣሌክስ ደ ሚኑር ፡ ኣንጻር ቶማስ ማሃ-ች 3-6, 6-0, 6-3 ብምዕዋት ፡ ካብ ሞንተ ካርሎ ማስተርስ ናይ መወዳእታ 16 በጺሑ ኣሎ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ፕሬዝዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣንቢርዎ ዘሎ ንናይ ብዙሓት ሃገራት ልዑል ቀረጽ ን90 መዓልታት ደው ከምዘበሎ ኣፍሊጡ - ኣብ ልዕሊ ቻይና ተወሳኺ ናይ ታሪፍ ወይ ቀረጽ ናብ 125 ሚኢታዊ ክብ ኣቢልዎ ኣሎ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሲ መንግስቲ ንምምስራት ዋላ እውን ደገፍ ናይ ንእሽቶ ሰልፊ እንተ ኣድለዮ: ምስ ሰልፊ ግሪንስ ከም ዘይደራደር ገሊጹ ። ኣብ ቴኒስ ኣውስትራልያዊ ኣሌክስ ደ ሚኑር ፡ ኣንጻር ቶማስ ማሃ-ች 3-6, 6-0, 6-3 ብምዕዋት ፡ ካብ ሞንተ ካርሎ ማስተርስ ናይ መወዳእታ 16 በጺሑ ኣሎ ።
Check out our podcast collection here