Source: Suppliedኣብ ናይ ሎሚ ሞያዊ ምኽሪ፥ ሕማም ኮሮና ቫይረስን ዘስዕቦ ዘሎ ስነ ኣእምሮ ጸቕጢ ብኸመይ ክተሓዝ ይግባእ፡ ስራሕ ደው ኢሉ ኣብ ገዝ ምስ ምውዓል ክስዕብ ብዛዕባ ዝኽእል ዘቤታዊ ዓመጽ እቶም ካልእ ሕክምናን መጥባሕቲ ዝደልዩ ሕሙማት ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብኸመይ እዮም ክእለዩ? ዝብሉን ንኻል ኦት ሕቶታትን ዶ/ር ጥላሁን ነጋሽ መብርሂ ሂቡ ኣሎ።
ኣብ ናይ ሎሚ ሞያዊ ምኽሪ፥ ሕማም ኮሮና ቫይረስን ዘስዕቦ ዘሎ ስነ ኣእምሮ ጸቕጢ ብኸመይ ክተሓዝ ይግባእ፡ ስራሕ ደው ኢሉ ኣብ ገዝ ምስ ምውዓል ክስዕብ ብዛዕባ ዝኽእል ዘቤታዊ ዓመጽ እቶም ካልእ ሕክምናን መጥባሕቲ ዝደልዩ ሕሙማት ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብኸመይ እዮም ክእለዩ? ዝብሉን ንኻል ኦት ሕቶታትን ዶ/ር ጥላሁን ነጋሽ መብርሂ ሂቡ ኣሎ።