Source: Suppliedሎሚ እንርእዮም ኣዛረብቲ ዛዕባታት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት እዞም ዝስዕቡ እዮም፥ ኮሮና ቫይረስ፥ ስግኣትን ዳእላታት ተጠቀምቲ ማሕበራዊ መራኸቢታት። ኣዛራቢ ትሕዝቶ ጽሑፍ ቀሺ ሙሴን ሰብኣዊ መሰላት ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮን። ዋንነት ተለቪዥን ኤሪሳት።
ሎሚ እንርእዮም ኣዛረብቲ ዛዕባታት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት እዞም ዝስዕቡ እዮም፥ ኮሮና ቫይረስ፥ ስግኣትን ዳእላታት ተጠቀምቲ ማሕበራዊ መራኸቢታት። ኣዛራቢ ትሕዝቶ ጽሑፍ ቀሺ ሙሴን ሰብኣዊ መሰላት ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮን። ዋንነት ተለቪዥን ኤሪሳት።