ኣብ'ዚ ግዜ ለበዳ ሃገራት ናብ በበይኑ ኣንፈት ክኸዳ እንከለዋ እቲ ቫይረስ ከኣ ናብ ኩሉ ኣንፈት ይኸይድ06:35ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (4.81MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: AAPልዕሊ 100,000 ሰባት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ኣብ ሆስፒታል ይሕከሙ ኣለው፡ እዚ እታ ሃገር ርእያቶ ዘይትፈልጥ ልዑል ቁጽሪ መልከፍታት ኣብ ተመዝግበሉ ዘላ እዋን’ዩ። ናብ ዓርቢ ኣብ ዘውግሑ 24 ሰዓታት ልዕሊ 200000 ሓደስቲ መልከፍታት ክምዝገቡ እንከለው 2800 ሰባት ከኣ መይቶም።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (4.81MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 6 December 2020 11:02amSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareልዕሊ 100,000 ሰባት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ኣብ ሆስፒታል ይሕከሙ ኣለው፡ እዚ እታ ሃገር ርእያቶ ዘይትፈልጥ ልዑል ቁጽሪ መልከፍታት ኣብ ተመዝግበሉ ዘላ እዋን’ዩ። ናብ ዓርቢ ኣብ ዘውግሑ 24 ሰዓታት ልዕሊ 200000 ሓደስቲ መልከፍታት ክምዝገቡ እንከለው 2800 ሰባት ከኣ መይቶም።ShareLatest podcast episodes51:01ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode51 minutes 1 second09:07ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 7 seconds08:34" መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ኲናት ወሊዑ'ሎ።" ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ።podcast episode8 minutes 34 seconds12:26ብኣማኢት ኣሽሓት ንዝቝጸሩ ሰባት ሓገዝ ክስእኑ ከግብር ዝኽእል፡ ዝተመሓየሸ ሓድሽ ሕጊ NDIS ጸዲቑ ።podcast episode12 minutes 26 seconds