ቅልውላው ክብሪ መነባብሮ ወጻኢታት ናውቲ ትምህርቲ ተወሲኽዎ ንወለዲ የሻቕል

NSW Students return to school on the first day of term 1 for 2023 in Sydney, Tuesday, January 31, 2023. Thousands of students across NSW public schools will return to class on Tuesday. (AAP Image/Dean Lewins) NO ARCHIVING Source: AAP / DEAN LEWINS/AAPIMAGE
ሚልዮናት ተመሃሮ ኣብ መላእ ሃገር ኣብዚ ሰሙን ናብ ቤትትምህርቲ ይምለሱ ኣለዉ። ምስ ምኽባር መነባብሮ ግን ወለዲ ኣብ ብዙሓት ንመምሃሪ ክፍሊ ቤት ትምህርቲ ዘድልዩ ኣገደስቲ ነገራት ናህሪ ዋጋታት ኣጋጢምዎም ኣሎ።
Share