Credit: Credit: Greenaway Architects, Warren and Mahoney, OCULUSኣብ ኣውስትራልያ ዝርከብ ነፍሲ ወከፍ ቦታታት ፡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዓመታት ዝጸንሐ ሃገር ፡ ባህሊ ፡ ቋንቋ ዝሓቘፈ ታሪኽ ዝሓዘ እዩ ። ኣብ ህንጻ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ለውጢ ቅድን ነዚ ኣብ ከባቢና ዘሎ ፍልጠት ኣብ መነባብርና ከምዝርአ ንምግባር ዝዓለመ እዩ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብ ካብ ደቀባት ዝኾኑን ዘይኮኑን ክኢላታት ካብ ናይ ኣቦርጂንን ምዕራብን ፍልጠት ዘለዎም ቦታታት ወይ ህንጻታት ንምፍጣር ይጽዕሩ ከምዘለዉ ርእይቶም ክህቡ እዮም ።
Published
By Zoe Thomaidou
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከብ ነፍሲ ወከፍ ቦታታት ፡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዓመታት ዝጸንሐ ሃገር ፡ ባህሊ ፡ ቋንቋ ዝሓቘፈ ታሪኽ ዝሓዘ እዩ ። ኣብ ህንጻ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ለውጢ ቅድን ነዚ ኣብ ከባቢና ዘሎ ፍልጠት ኣብ መነባብርና ከምዝርአ ንምግባር ዝዓለመ እዩ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብ ካብ ደቀባት ዝኾኑን ዘይኮኑን ክኢላታት ካብ ናይ ኣቦርጂንን ምዕራብን ፍልጠት ዘለዎም ቦታታት ወይ ህንጻታት ንምፍጣር ይጽዕሩ ከምዘለዉ ርእይቶም ክህቡ እዮም ።