Source: Twitter YTካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥ 29 ግዳያት ሕማም ኮሮናቫይረስ ከም ዝረኸበት ዘፍለጠት ኤርትራ ድማ ዝተኣስሩ ዜጋታት ፈቲሓ ካብቲ ለባዳ ክተድሕኖም ምሕጽንታ ቀሪቡላ። ኤርትራውያንን ተጋሩን ህዝቢታቶም ካብ ለበዳ ሕማም ኮሮና ከድሕኑ ይረባረቡ ከም ዘለዉ ተሓቢሩ ኣሎ። ዝብሉን ካልኦት ኩነታት ምልባዕ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ዝድህስስ ጸብጻብ።
ካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥ 29 ግዳያት ሕማም ኮሮናቫይረስ ከም ዝረኸበት ዘፍለጠት ኤርትራ ድማ ዝተኣስሩ ዜጋታት ፈቲሓ ካብቲ ለባዳ ክተድሕኖም ምሕጽንታ ቀሪቡላ። ኤርትራውያንን ተጋሩን ህዝቢታቶም ካብ ለበዳ ሕማም ኮሮና ከድሕኑ ይረባረቡ ከም ዘለዉ ተሓቢሩ ኣሎ። ዝብሉን ካልኦት ኩነታት ምልባዕ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ዝድህስስ ጸብጻብ።