Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ብዙሓት ሃገራት ብስንኪ ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ዓሌት ቫይረስ ን ሃገራት ደቡባዊ ኣፍሪቃ ዶባተን ይዓጽዋ።

New COVID VARIANT

European Commission President Ursula von der Leyen delivers a media statement on the coronavirus disease (COVID-19) pandemic Source: Reuters

ውድብ ጥዕና ዓለም ዓርቢ ነቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተረኽበ B.1.1.529 ዝተባህለ ሓድሽ ዘርኢ ኮቪድ-19 ፡ ኣብ ደቡባዊ ኣፍሪቃ ንመጀመርታ ግዜ ዝተረኽበ ኮይኑ ፡ ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢን ኦህ-ሜ-ክሮን ዝብል ስም እተዋህቦን ምዃኑ ኣፍሊጡ ። ኦሚክሮን ኣዝዩ ኣጸጋሚ ክፍሊ ኮቪድ-19 ከምዝኾነን ኣማራጺታት ከም ዝኸውን ገበሮ ፣ ምስቲ ኣብ መላእ ዓለም ዓብላሊ ዝዀነ ደልታ: ከምኡውን ምስቶም ዝደኸሙ ዓይነታት ኣልፋ: ቤታን ጋማን ተሰሪዑ ኣሎ። ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ሃገራት ካብቲ ዞባ በረራታት ብምእጋድ ግብረ መልሲ ሂበን ኣለዋ: ኣብዚ ግዜ እዚ ድማ ኣውስትራሊያ ኣሰረን ስዒባ ኣላ።

Published

Source: SBS

Share this with family and friends

ውድብ ጥዕና ዓለም ዓርቢ ነቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተረኽበ B.1.1.529 ዝተባህለ ሓድሽ ዘርኢ ኮቪድ-19 ፡ ኣብ ደቡባዊ ኣፍሪቃ ንመጀመርታ ግዜ ዝተረኽበ ኮይኑ ፡ ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢን ኦህ-ሜ-ክሮን ዝብል ስም እተዋህቦን ምዃኑ ኣፍሊጡ ። ኦሚክሮን ኣዝዩ ኣጸጋሚ ክፍሊ ኮቪድ-19 ከምዝኾነን ኣማራጺታት ከም ዝኸውን ገበሮ ፣ ምስቲ ኣብ መላእ ዓለም ዓብላሊ ዝዀነ ደልታ: ከምኡውን ምስቶም ዝደኸሙ ዓይነታት ኣልፋ: ቤታን ጋማን ተሰሪዑ ኣሎ። ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ሃገራት ካብቲ ዞባ በረራታት ብምእጋድ ግብረ መልሲ ሂበን ኣለዋ: ኣብዚ ግዜ እዚ ድማ ኣውስትራሊያ ኣሰረን ስዒባ ኣላ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now