Credit: SBSከም ኣውስትራሊያ ዝበለ ሓዊ ኣብ ዝበዝሖ ከባቢ ምንባር ፡ መብዛሕትና ንሓዊ ካብ ምፍርራሕ ሓሊፍና ካልእ ነገር ምርኣይ የጸግመና እዩ ። ይኹን እምበር: ሓዊ ንሚልዮናት ዓመታት ንኣህጉር ኣውስትራልያ ኣይተፈልያን: ኣብ ልዕሊ እቶም ዝበዝሑ ኢኮሎጅያውያን ማሕበረሰብ ዝዀኑ ኣትክልትን እንስሳታትን ድማ ሚዛኑ ኽሕሉ ወሳኒ ግደ ጸኒሕዎ ኣሎ ። ንኣሽሓት ዓመታት ፡ ቀዳሞት ህዝብታት ንሓዊ ከም ኣገዳሲ መሳርሒ ብምጥቃም ፡ ነዛ ምድሪ እዚኣ ኣዕቊቦምን ኣመሓዲሮምን እዮም ። ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ፡ ልዑል ዝመጠኑ ባህላዊ ቃጸሎ ይጽቀጥ ነይሩ እዩ ፣ ሎሚ ግና ባህላዊ ምንዳድ ሓዊ ከም መጥፍኢ ናይ ዱር ሓውን ጥዕና ናይዚ ሃገር ዝሕሉ ምዃኑ ጌርካ ክርአ ጀሚሩ እዩ ።
Published
By Zoe Thomaidou
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ከም ኣውስትራሊያ ዝበለ ሓዊ ኣብ ዝበዝሖ ከባቢ ምንባር ፡ መብዛሕትና ንሓዊ ካብ ምፍርራሕ ሓሊፍና ካልእ ነገር ምርኣይ የጸግመና እዩ ። ይኹን እምበር: ሓዊ ንሚልዮናት ዓመታት ንኣህጉር ኣውስትራልያ ኣይተፈልያን: ኣብ ልዕሊ እቶም ዝበዝሑ ኢኮሎጅያውያን ማሕበረሰብ ዝዀኑ ኣትክልትን እንስሳታትን ድማ ሚዛኑ ኽሕሉ ወሳኒ ግደ ጸኒሕዎ ኣሎ ። ንኣሽሓት ዓመታት ፡ ቀዳሞት ህዝብታት ንሓዊ ከም ኣገዳሲ መሳርሒ ብምጥቃም ፡ ነዛ ምድሪ እዚኣ ኣዕቊቦምን ኣመሓዲሮምን እዮም ። ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ፡ ልዑል ዝመጠኑ ባህላዊ ቃጸሎ ይጽቀጥ ነይሩ እዩ ፣ ሎሚ ግና ባህላዊ ምንዳድ ሓዊ ከም መጥፍኢ ናይ ዱር ሓውን ጥዕና ናይዚ ሃገር ዝሕሉ ምዃኑ ጌርካ ክርአ ጀሚሩ እዩ ።