ኣሸንዳ፡ ማሕበራዊን ቁጠባዊን ሕብረተሰብ ዝንጸባረቐሉ ረዚን ባህሊ ደቂ ኣንስትዮ።
ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጸወታ ኣሸንዳ Credit: ላየን ጽጋብ
ኣብ ከበሳታት ኤርትራ ኣብ ትግራይን ገለ ክፋል ኣምሓራን ኣብዚ ቕነ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ቅርዓት ወጺ አን ብፍሉይ ባህላዊ ክዳን ተኸዲነን ዝጻወታሉ ወቕቲ እዩ። እቲ ባህላዊን ማሕበራዊን ካልእ ትውፊታት እዚ ኣሸንዳ እናተባህለ ዝግበር ባህላዊ በዓላት ዳህሲስናዮ ኣለና።
Share