Mengesha Habte Source: Suppliedኣብ 2021 ካብቲ ብትግርኛ ዝተጻሕፈ ብዙሕ መጻሕፍቲ ሓንቲ ንባህላዊን ያታዊ ኣነባብራ ሕብረተሰብ ኤርትራ እትገልጽ፥ መጽሓፍ “መዘክር ወዲ ሃገረሰብ” ብመንገሻ ሃብተ ዝተጻሕፈት ብልጽቲ መጽሓፍ ኔራ። ብምኽንያት ምሕታም እታ መጽሓፍ ምስ ደራሲ መንገሻ ካብዝገበርናዮ ሰፊሕ ዕላል ቀንጪብና ደጊምና ናባኹም ነብሎ።
ኣብ 2021 ካብቲ ብትግርኛ ዝተጻሕፈ ብዙሕ መጻሕፍቲ ሓንቲ ንባህላዊን ያታዊ ኣነባብራ ሕብረተሰብ ኤርትራ እትገልጽ፥ መጽሓፍ “መዘክር ወዲ ሃገረሰብ” ብመንገሻ ሃብተ ዝተጻሕፈት ብልጽቲ መጽሓፍ ኔራ። ብምኽንያት ምሕታም እታ መጽሓፍ ምስ ደራሲ መንገሻ ካብዝገበርናዮ ሰፊሕ ዕላል ቀንጪብና ደጊምና ናባኹም ነብሎ።