SKIP TO MAIN CONTENT

ቆልዑ፡ ካብ ጥፍኣት ኣብ ኦንላይን ምእንቲ ክድሕኑ

Stock image cyber security
Source: AAP

ስማርት ፎን ኣብ ተጠቀምቱ ቆልዑ ዘምጽኦ ዘሎ ሳዕቤን ንወለዲን ንመንግስቲን ኣዚዩ ኣተሓሳሳቢ ጉዳይ ኮይኑ ኣሎ። ነዚ ተባሂሉ፡ ብመገዲ ኢንተርኔት ካብ ክመጽእ ዝኽእል መጉዳእቲ ንምክልኻል ናይ ሳይበር ድሕነት ( cyber safety)፡ ንኣሽቱ ቆልዑ ክሳብ 4 ዕድሚኦም ዝኾኑ ብፈደራል ፖሊስን መምህራንን ስልጠና ክወሃብ እዩ። ነዚ ስጉምቲ ክውሰድ ዝቐሰበ፡ ገለ ገለ ቆልዑ ስእለ ጽዩቕ ዘለዎ ምስሊታት ናይ ቪድዮ እናሰርሑ ይዝርግሑ ምህላዎም ስግኣት ምስ ኣሕደረ እዩ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ስማርት ፎን ኣብ ተጠቀምቱ ቆልዑ ዘምጽኦ ዘሎ ሳዕቤን ንወለዲን ንመንግስቲን ኣዚዩ ኣተሓሳሳቢ ጉዳይ ኮይኑ ኣሎ። ነዚ ተባሂሉ፡ ብመገዲ ኢንተርኔት ካብ ክመጽእ ዝኽእል መጉዳእቲ ንምክልኻል ናይ ሳይበር ድሕነት ( cyber safety)፡ ንኣሽቱ ቆልዑ ክሳብ 4 ዕድሚኦም ዝኾኑ ብፈደራል ፖሊስን መምህራንን ስልጠና ክወሃብ እዩ። ነዚ ስጉምቲ ክውሰድ ዝቐሰበ፡ ገለ ገለ ቆልዑ ስእለ ጽዩቕ ዘለዎ ምስሊታት ናይ ቪድዮ እናሰርሑ ይዝርግሑ ምህላዎም ስግኣት ምስ ኣሕደረ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now