ብ ኢንትርነት ዝመጽእ ሓደጋን ከመይ ንከላኸሎን፡ ምስ ኪኢላ ሳይበር ሰኲሪቲ ካሌብ ዘወንጌል (ካልኣይ ክፋል)
Kaleb Zewengiel Credit: Beyene Weldegiorgis
ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኪኢላ ሳይበር ሰኲሪቲ ኣቶ ካሌብ ዘወንጌል ። ነዚ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ኣብ ኢንተርነት ዘጋጥም ሓደጋ ስርቅን ድሕነትን ዝምልከት መብርህን ፍታሓትን ገሊጹ ኣሎ።
Share
Kaleb Zewengiel Credit: Beyene Weldegiorgis
SBS World News