SBS Source: SBSአብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ተቓወምቲ ውድባት ነቲ አብ ሞንጎ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ዝተወለዐ ግጭት አውጊዞምዎ፡፡ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ምምሕያሽ ምዕቃብ ሰላም ዝምልከት ሰነድ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት አፅዲቑዎ፡፡አብ ኢትዮጵያ መሐብሐቢ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝበፀሐን ደቂ አነስትዮ ከም ዝሕነፃ ምኒስትሪ ጉዳይ ህፃናትን ደቂ አነስትዮን እታ ሀገር አፍሊጡ
አብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ተቓወምቲ ውድባት ነቲ አብ ሞንጎ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ዝተወለዐ ግጭት አውጊዞምዎ፡፡ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ምምሕያሽ ምዕቃብ ሰላም ዝምልከት ሰነድ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት አፅዲቑዎ፡፡አብ ኢትዮጵያ መሐብሐቢ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝበፀሐን ደቂ አነስትዮ ከም ዝሕነፃ ምኒስትሪ ጉዳይ ህፃናትን ደቂ አነስትዮን እታ ሀገር አፍሊጡ