ኡጋንዳ ን500 ኤርትራዊያንን ሱዳናዊያንን ስደተኛታት ካብ ኣስራኤል ክትቅበል ድልውቲ ምዃና ገሊጻ። ወተሃደራዊያን ነፈርቲ ኣመሪካ ኣብ ጂቡቲ፡ ካብ ስርሒት ደው ከብላ መንግስቲ ጂቡቲ ኣዚዙ፡ ድሒቱ ግና ስርሒት መጥቃዕቲ ኣየር ኣመሪካ ጀሚሩ። ናይ ሱዳን ጉጅለ ሚሊሺያ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ናብ ሊብያ ከይከዱ ስለዝዓገተ ሕብረት ኣውሮጳ ገንዘብ ክኸፍሎ ሓቲቱ።
Share

Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

