ኢትዮጵያ ንግዳያት ቦምብ ሶማል ሓገዝ ሊኢኻ። ብሰንክ ምጉዳል ዋጋ ባጤራ ብር፡ ዋጋታት ሸቐት ኣብ ኢትዮጵያ ወሲኹ። ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ዛምቢያ ዝኣተዉ ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ንኽፍትሑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይጽዕር ኣሎ።
Share

Published
By Beyene Weldegiorgis
Presented by Beyene Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends
