Victorian Premier Daniel Andrews vowed to govern for all Victorians, no matter their views or opinions. Source: AAP / James Ross Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣብ ቪክቶርያ ዝተገብረ ናይ ግዝኣት ምርጫ ፡ ሰልፊ ለበር ናብ ስልጣን ተመሊሱ ፡ ድሕሪ እቲ ናይ ቀዳም ዝተኻየደ ምርጫ መንግስቲ ለበር ፡ ንሳልሳይ ግዜ እዩ ናብ ስልጣን ዝምለስ ዘሎ። ሰልፊ ጥምረት ነቶም ኣድመጽቲ ለውጢ ከም ዘድልዮም ኸእምኖም ተስፋ እኳ እንተ ገበረ: እቲ መልእክቶም ግና ከምቲ ዝተጸበይዎ ኣየፍረየን ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ብዛዕባ'ቲ ዝተገብረ ምርጻ ቀሪቡ ኣሎ። Published 27 November 2022 12:16pm
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኣብ ቪክቶርያ ዝተገብረ ናይ ግዝኣት ምርጫ ፡ ሰልፊ ለበር ናብ ስልጣን ተመሊሱ ፡ ድሕሪ እቲ ናይ ቀዳም ዝተኻየደ ምርጫ መንግስቲ ለበር ፡ ንሳልሳይ ግዜ እዩ ናብ ስልጣን ዝምለስ ዘሎ። ሰልፊ ጥምረት ነቶም ኣድመጽቲ ለውጢ ከም ዘድልዮም ኸእምኖም ተስፋ እኳ እንተ ገበረ: እቲ መልእክቶም ግና ከምቲ ዝተጸበይዎ ኣየፍረየን ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ብዛዕባ'ቲ ዝተገብረ ምርጻ ቀሪቡ ኣሎ።