SKIP TO MAIN CONTENT

ፍሉጥ ኣከፋፋሊ ደይቪድ ሲልቫ ምስ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ክጻወት ናብ ሪያል ሶሰይዳድ መጺኡ፡ ዙር ፈረንሳ ቀዳም ክጅምር'ዩ

David Silva joins Alexander Isak at Real Soceidad
Source: 90Min Transfermrkt

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/08/2020) ኣትለቲክስ ዓለም ሓደስቲ ዙርያታት ሓበሬታ ብዛዕባ ዓለምለኻውያን ውድድራት ጉያ እግሪ ማለት ዝተሰረዙ፣ ናብ ካልእ እዋን ዝተመሓላለፉን ዝተረጋገጹን ዘርጊሑ፡ ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ (ካፍ) ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2021 (ኣፍኮን2021)ን መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2022ን ዝካየድሎም መዓልታት ኣፍሊጡ፡ ሪያል ሶሰይዳድ ንገዲም ንደይቪድ ሲልቫ ዝሓለፈ ሰሙን ንክልተ ዓመታት ምስኣ ክጻወት ከምዘፈረመቶ ኣፍሊጣ፡ ምስ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ክጻወት'ዩ፡ ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ-19 ተጎናዲቡ ዝጸንሐ ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ 2020 ቀዳም ክጅመር'ዩ፡ ክሳብ ሎሚ ተዘርጊሑ ኣብ ዘሎ ኣስማት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ የለውን፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/08/2020) ኣትለቲክስ ዓለም ሓደስቲ ዙርያታት ሓበሬታ ብዛዕባ ዓለምለኻውያን ውድድራት ጉያ እግሪ ማለት ዝተሰረዙ፣ ናብ ካልእ እዋን ዝተመሓላለፉን ዝተረጋገጹን ዘርጊሑ፡ ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ (ካፍ) ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2021 (ኣፍኮን2021)ን መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2022ን ዝካየድሎም መዓልታት ኣፍሊጡ፡ ሪያል ሶሰይዳድ ንገዲም ንደይቪድ ሲልቫ ዝሓለፈ ሰሙን ንክልተ ዓመታት ምስኣ ክጻወት ከምዘፈረመቶ ኣፍሊጣ፡ ምስ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ክጻወት'ዩ፡ ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ-19 ተጎናዲቡ ዝጸንሐ ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ 2020 ቀዳም ክጅመር'ዩ፡ ክሳብ ሎሚ ተዘርጊሑ ኣብ ዘሎ ኣስማት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ የለውን፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now