ኣብ ሱዳን ተኸሲቱ ዘሎ ከቢድ ግጭት ነቲ ናብ ደሞክራሲ ዝግበር ስግግር ኣብ ሓደጋ ኣውዲቕዎ። ጸብጻብ ኢንግሊዝኛ
Credit: AAP / Marwan Ali
መራሕቲ ሰራዊትን ሓደ ጕጅለ ኮማንዶን ነዚ ዕልዋ መንግስቲ እዚ ንምቁጽጻር ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ: ሕጂ ግን እታ ሃገር ናብ ደሞክራሲ ኣብ እትሰጋገረሉ ዘላ እዋን: እዚ ኩነታት ቀንዲ ዕንቅፋት ክኸውን እዩ ። ክልቲኦም ወገናት ፡ ኣብ ርእሲ ከተማ ሱዳን ከቢድ ውግእ ከም ዘኻየደ ነንሕድሕዶም ይወቓቐሱ ።
Share