2022 ናይ ሞት ፍርዲ ብብዝሒ ዝተራእያ ዓመት

Credit: The Independent News
ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ዘውጽኦ ሓድሽ ጸብጻብ 2022 ኣብ መላእ ዓለም ካብ 2017 ኣትሒዙ ዝለዓለ ቁጽሪ ፍርዳዊ ቅትለት ዝተመዝገበላ ዓመት ምዃና ሓቢሩ ። ዕስራ ሃገራት ናይ ቅትለት ፍርዲ ተግባራት ከም ዝፈጸማ ዝፍለጥ ኰይኑ: እዚ ከኣ ምስ 2021 ክወዳደር ከሎ 53 ሚእታዊት ወሰኽ ከም ዝገበረ ዝሕብር እዩ ።
Share