ኣብ ቅድመ ግንባር ዝርከባ ስብኣውያን ትካላት ው. ሕ. ሃ. ብትካል ሰብ-ኣድሕን 'ሓካይም ብዘይዶብ'ን መጻምዱ ዝኾነ ትካል 'ኤስኦኤስ ሜዲተራኒ'ን ዝካየዱ ናይ ባሕርን ሰብ-ኣድሕን ስርሒታት ብምኽልካሎም ብዝሒ ጥሒሎም ዝሞቱ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዝለዓለ መጠን ክተዓጻጸፍ ከምዝኾነ ኣጠንቂቐን።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

