Source: Digital Visionውድብ ጥዕና ዓለም ዓሌት 'ደልታ' ካብ'ቶም ክሳብ ሕጂ ተለልዮም ዘለው 'እቲ ኣዝዩ ተመሓላላፊ' እዩ ክብል የጠንቅቕ፡ ክኢላታት ሕክምና ኸኣ ካብ'ቶም ዝቐደሙ መልከፍትታት ዝተፈጥረ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ (ኢምዩኒቲ) ክጥሕሶ ይኽእል'ዩ ይብሉ።
ውድብ ጥዕና ዓለም ዓሌት 'ደልታ' ካብ'ቶም ክሳብ ሕጂ ተለልዮም ዘለው 'እቲ ኣዝዩ ተመሓላላፊ' እዩ ክብል የጠንቅቕ፡ ክኢላታት ሕክምና ኸኣ ካብ'ቶም ዝቐደሙ መልከፍትታት ዝተፈጥረ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ (ኢምዩኒቲ) ክጥሕሶ ይኽእል'ዩ ይብሉ።