Credit: Suppliedሓደ ፍሉጥ ተመራማሪ ስነ ፍልጠት ፡ ሕማም ምርሳዕ ዲመንሺያ ከም ቊጠባዊ ቅልውላውን ከም ጕዳይ ጥዕናን ክጥመት ከምዝግብኦ ገሊጹ። ልዕሊ 400,000 ኣውስትራሊያዊያን ምስ ሕማም ምርሳዕ ይነብሩ ፡ ብዝሒ ናይቶም ኣብ እርጋን ዝርከብ ህዝቢ በዚ ሕማም ዝጥቃዕ ድማ ኣብ 2050 ብዕጽፊ ክዓቢ እዩ ። እንተኾነ ተጣበቕቲ ሕማም ምርሳዕ ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ምርምር እኹል ምወላ ስለዘየለ ነዚ ንምፍዋስ ድሕሪት ተሪፉ እዩ ይብሉ ፡ እዚ ነቲ ኣብ ሂወት ለውጢ ዘምጽእ ናይ ምርሳዕ መስርሕ ናይ ምክልኻልን ናይ ምሕደራ ፕሮግራማት ጸልይዎ ይርከብ ።
Published
By Angelica Waite
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሓደ ፍሉጥ ተመራማሪ ስነ ፍልጠት ፡ ሕማም ምርሳዕ ዲመንሺያ ከም ቊጠባዊ ቅልውላውን ከም ጕዳይ ጥዕናን ክጥመት ከምዝግብኦ ገሊጹ። ልዕሊ 400,000 ኣውስትራሊያዊያን ምስ ሕማም ምርሳዕ ይነብሩ ፡ ብዝሒ ናይቶም ኣብ እርጋን ዝርከብ ህዝቢ በዚ ሕማም ዝጥቃዕ ድማ ኣብ 2050 ብዕጽፊ ክዓቢ እዩ ። እንተኾነ ተጣበቕቲ ሕማም ምርሳዕ ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ምርምር እኹል ምወላ ስለዘየለ ነዚ ንምፍዋስ ድሕሪት ተሪፉ እዩ ይብሉ ፡ እዚ ነቲ ኣብ ሂወት ለውጢ ዘምጽእ ናይ ምርሳዕ መስርሕ ናይ ምክልኻልን ናይ ምሕደራ ፕሮግራማት ጸልይዎ ይርከብ ።
Check out our podcast collection here