SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ተስዓታት ዝተኸስተ ፖለቲካዊ ለውጢን፡ ጽልዋኡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን

Horn Africa
Ibrahim Ali (PhD) and Amanul Elias (PhD) Source: SBS Tigrinya

ቅድሚ 27 ዓመታት ኣብዚ ቕነ ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ኤርትራን ዓቢ ለውጢ ዝተራእየሉ ቅነ እዩ። ነዚ ኣመልኪትና በቲ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝመጸ ለውጢን ድሕሪኡ ዝሰዓበ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን እቲ ዞባ እንታይ መልክዕ ሒዙ ከምዝቐጸለ፣ ዶክተር ኣማኒኤል ኤልያስ ካብ ዲክንስ ዩኒቨርሲቲ ከምኡውን ዶክተር ኢብራሂም ዓሊ ካብ ኤስ.ቢ.ኤስ ተንቲኖም ኣለዉ። ኣብዚ ዘተ፣ ኣብተን ሃገራት ዝመጸ ለውጢን ዝሰዓቡ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ኣካይዳ እተን ሃገራት ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብኸመይ ጸልይዎ ዝብሉ ብሰፊሑ ተተንቲኖም ኣለዉ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቅድሚ 27 ዓመታት ኣብዚ ቕነ ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ኤርትራን ዓቢ ለውጢ ዝተራእየሉ ቅነ እዩ። ነዚ ኣመልኪትና በቲ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝመጸ ለውጢን ድሕሪኡ ዝሰዓበ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን እቲ ዞባ እንታይ መልክዕ ሒዙ ከምዝቐጸለ፣ ዶክተር ኣማኒኤል ኤልያስ ካብ ዲክንስ ዩኒቨርሲቲ ከምኡውን ዶክተር ኢብራሂም ዓሊ ካብ ኤስ.ቢ.ኤስ ተንቲኖም ኣለዉ። ኣብዚ ዘተ፣ ኣብተን ሃገራት ዝመጸ ለውጢን ዝሰዓቡ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ኣካይዳ እተን ሃገራት ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብኸመይ ጸልይዎ ዝብሉ ብሰፊሑ ተተንቲኖም ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now