Muslim women attend a protest outside parliament in Copenhagen Source: AAPባይቶ ዴንማርክ ብሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ ሕጊ ፡ ንሓተትቲ ዑቕባ ካብ ኤውሮጳ ወጻኢ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ከሰጋግሮም ዘኽእል እዩ ። እታ ሃገር ድሮ ሓንቲ ካብተን ኣብቲ ዞባ ዝርከባ ኣብ ጉዳይ ኢሚግሬሽን ተሪር መትከል ዝንቀፋ ዘለዋ ሃገራት ኮይና ፡ ው.ሕ.ሃ.ን ኤውሮጳዊ ኮምሽንን ነቲ ውጥን ነቒፎሞ ኣለዉ........
ባይቶ ዴንማርክ ብሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ ሕጊ ፡ ንሓተትቲ ዑቕባ ካብ ኤውሮጳ ወጻኢ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ከሰጋግሮም ዘኽእል እዩ ። እታ ሃገር ድሮ ሓንቲ ካብተን ኣብቲ ዞባ ዝርከባ ኣብ ጉዳይ ኢሚግሬሽን ተሪር መትከል ዝንቀፋ ዘለዋ ሃገራት ኮይና ፡ ው.ሕ.ሃ.ን ኤውሮጳዊ ኮምሽንን ነቲ ውጥን ነቒፎሞ ኣለዉ........