ህዝቢ ኤርትራ፡ ዓመት መጸ ኣብ 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ይጽምብል። ኣብዚ ሰሙን ዝኽበር መበል 27 በዓል ናጽነት ኣብ ዝበዓለሉ ዘሎ እዋን ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዲያስፖራ ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ነዛ መዓልቲ ብኸመይ ይዝክራን የብዕላን ዝገልጽ ኣብዚ ትሕዝቶ ተዳህሲሱ ኣሎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

