ንህዝብታት ዲንካ ቦር ናይ ደቡብ ሱዳን ኢኒሽየሽን/መስርሕ ምስግጋር ናብ በጽሒ/ዓቕሚ ኣዳም ካብ ነዊሕ ዝጸንሐ ባህሊ ምስክርነት በጽሒ ናይ ሓደ ጎበዝ’ዩ። እንተኾነ ግን በቲ ኣብ’ቲ ዞባ ዝነበረ ንዓሰርተታት ዓመታት ዝጸንሐ ኵናት ሓደ ካብ’ቶም ተቛሪጾም ዝጸንሑ ባህላዊ ንጥፈታት’ዩ። ሕጂ ካብ ዓዶም ክስደዱ ዝተገደዱ ኣባላት ማሕበረሰብ ነቲ ልምዲ ኣብ’ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ቀጻሊ ህይወት ክህልዎ ይገብሩ ኣለው።
Share






