Source: Gettyባሕቲ ሓምለ ድሕሪ ምእታዉ ኣብ ተግባር ዝውዕሉ ሓደስቲ ንቀረጽ ወይ ግብሪ ዝምልከቱ ሕግታት ኣለዉ። ኣብ ዝሓለፉ መደባትና ንምድቃስ/ምትሕስሳብ ግብርን ጽልዋ’ቶም ለውጥታትን ብዝምልከት ዶክተር ሳላሕ ጅምዕ መብርሂ ሂቡና ኔሩ። ሎሚ ንሱፐር ኣኑወሽን ዝምልከት መብርሂ ክህበና’ዩ።
ባሕቲ ሓምለ ድሕሪ ምእታዉ ኣብ ተግባር ዝውዕሉ ሓደስቲ ንቀረጽ ወይ ግብሪ ዝምልከቱ ሕግታት ኣለዉ። ኣብ ዝሓለፉ መደባትና ንምድቃስ/ምትሕስሳብ ግብርን ጽልዋ’ቶም ለውጥታትን ብዝምልከት ዶክተር ሳላሕ ጅምዕ መብርሂ ሂቡና ኔሩ። ሎሚ ንሱፐር ኣኑወሽን ዝምልከት መብርሂ ክህበና’ዩ።